ግፍዒ ሰራዊት ኤርትራ ብዓይኒ ዝረኣየ ብኣካል ረኺበ ካብ ዘዛረብኩዎ ሓውና ቃል ብቃል ረኺበ ዝተዛረበኒ እዩ:
እንታይ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ?
ብዓይነይ ዝረኣኸዎ ዝነበርኩሉ እየ ዝዛረበካ ዘለኹ።
ዕዳጋ ረቡዕ ፣ሰነዓፈ፣ሓዊለ ፣ራዓይለ ዝተፈፀመ ግፍዒ እኮ ኣብ ዓለም ታራእዩ ኣይፈልጥን። ኣይተዘረበሉንም!
መርሸንቲ ደሓን ይሃሉ ወረራ ንብረት ይሃሉ።
ሂወታዊ ሰብ ከም ሂወታዊ ብሂወቱ ኣብ ሓዊ ምስ ገዝኡ ኣቃፂልካ ሬስኡ ክርከብ ዘይምግባር ታይ ዝበሃል ሰይጣን እዩ?
እነን ጓልን ብሓደ ደፊሮም እንደገና ምቅይያር እንታይ ዓይነት ሰይጣንነት እዩ?
እዙይ እውን ይፀሓፍ።
Tsegay Gebremedhn
ግፍዒታት ሰራዊት ኤርትራ
-
africangear
- Posts: 404
- Joined: Fri Dec 11, 2020 5:07 pm