ተጋሩ ነበርቲ ቤልጅየምን ኔዘርሬላንድስን ኣብ ብራሰልስ ተረኺቦም ካብ ዝጅመር ሓደ ዓመቱ ናይ ዝገበረ ወፍርን ኲናትን ምፅናት ተጋሩ ኣውጊዞም
Posted: Thu Nov 04, 2021 1:17 pm
ተጋሩ ነበርቲ ቤልጅየምን ኔዘርሬላንድስን ኣብ ብራሰልስ፣ ፓርላማ ሕብረት ኣውሮፓን ቤት ፅሕፈት European External Action Services (EEAS) ተረኺቦም ካብ ዝጅመር ሓደ ዓመቱ ናይ ዝገበረ ወፍርን ኲናትን ምፅናት ተጋሩ ኣውጊዞም፣ ንኹሎም ዝምልከቶም ድማ እዋናዊ ስጉምቲ ንክወስዱ ፀዊዖም! ደገፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑን ተወከልቲ ማሕበረሰብ ኦሮሞን ተረኺቦም!