Page 1 of 1

ምዕራብ ትግራይ ክሳድ ትግራይ እያ

Posted: Tue Jul 13, 2021 1:21 pm
by africangear
western-tigray.jpg
ተከዘ ሰገር ዘሎ መሬት ግዝኣት ትግራይ 16 ሽሕ ትርብዒት ኪሎ ሞትር እዩ:: እዚ ማለት ልዕሊ እታ 10 ሺሕ ትርብዒት ኪ ሜ መሬት ግዝኣት እስራኤል ማለት እዩ:: ካብቲ 53 ሺሕ ትርብዒት ኪ ሜትር መሬት ትግራይ ዳርጋ ሓደ ኣብ ልዕሊ 1/3 ይሽፍን ማለት እዩ::

መሬት ምዕራብ ትግራይ ስፍሓቱ ጥራሕዘይኮነስ ልሙዕን ንትግራይ ምስ ዓለምዘራኽብ ምስ ሱዳን ዝዳቦ በሪ ሙኻኑ እዩ:: ምዕራብትግራይ ናይ ሕርሻን ምህርቲን ጉዳይ ጥራሕ ዘይኮነስ ንትግራይ ብሂወት ናይ ምቕፃልን ዘይምቕፃልን ጉዳይ እዩ::

ህልውናናን ቐፃልነትን ትግራይን ትግረዋይነትን ንምርግጋፅ ምዕራብ ትግራይ ርእሲ እያ:: ሓደ ሰብ ብዘይ ርእሲ ዶ ይነብር? ኣይሕሰብን:: ብደምና ይረጋገፅ ህልውናና!!

TDF ይስዕር!! ትግራይ ትዕወት!!✊🏾

Mickey Tigray