Page 1 of 1

6ይ ዘበን 1ይ ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪ መንግስቲ ትግራይ

Posted: Mon Jul 26, 2021 1:03 pm
by africangear
ብርእሰ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ ተጋዳላይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ዝተሳለጠ 6ይ ዘመን 1ይ ህፁፅ ጉባኤ ቤት ምኽሪ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣመልኪቱ ዝቀረበ ፀብፃብ