ቅሉዕ ገበን ኵናት ኣምሓሩ - ኣምሓሩ ናብ እውጅ መቐሎ መሬት ምዕራብ ትግራይ ኣትዮም ኣለዉ

Tigray related news and publications
Post Reply
africangear
Posts: 404
Joined: Fri Dec 11, 2020 5:07 pm

ቅሉዕ ገበን ኵናት ኣምሓሩ - ኣምሓሩ ናብ እውጅ መቐሎ መሬት ምዕራብ ትግራይ ኣትዮም ኣለዉ

Post by africangear »

ንህዝቢ ትግራይ ከፅንቱን መሬቱ ክወሩን ብትልሚ ዝተበገሱ ኣምሓሩ፤ ናብ እውጅ መቐሎ መሬት ምዕራብ ትግራይ ኣትዮም ኣለዉ::

ሰነዳዊ ፀብፃባት መንግስቲ ኣሜሪካ እንተይተረፈ ዘረጋገፆ፤ ሴክሬታሪ ብሊንከን እውን ኣብ ምዕራብ ትግራይ ምፅናት ዘርኢ (ethnic cleansing) ይፍፀም ኣሎ ኢሉ ከምዘጠንቀቆ፤ ከምኡ እውን ብዓልስልጣን ብልፅግና ትግራይ ከባቢ ሓደ ሚልየን ህዝብና ኣበይ ከምዝኣተወ ኣይንፈልጥን ከምዝበሎ፤ ህዝቢ ምዕራብን ሰሜን ምዕራብን ትግራይ ከም ዘፅነቱዎ ይፍለጥ::

ንዙ መረጋገፂ ሰነድ ድማ፤ እኒሀ ብኣዋጅ ናይቱ ዘፅነቱዎ ህዝብና መሬቱን ጥሪቱን ክማቐሉ ጀሚሮም ኣለዉ:: እዙ ሰነድ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ፤ ኣብ ሙሉእ ዓለም እንነብር ተወለድትን ፈተውትን ትግራይ ኩልና፤ በብዘለና መሓውርን ርክብን ንማሕበረሰብ ዓለም ክነብፅሕ ግድን ይብል!

ትግራይ ትስዕር!
#ካሳ_ሃይለማርያም
Invasions of western Tigray by Invading Amhara Forces